((WFP)፡ ኣቐድም ኣቢሉ ንኮሚሽን ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋ’ውን ነቲ ጉዳይ ብቐረባ ክከታተሎ ኣመልኪቱሉ ነይሩ’ዩ። እንተዀነ ናይቲ ከባቢ ኣተሓባብሪ ውድብ ህወሓት፡ “ብሰናይ ድሌቶም ዘዋጽኡዎ እምበር ...
ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ምስ መራሒ ሩስያ ቭላድሚር ፑቲን፡ ኣብ ዩክሬን ዘሎ ኲናት ንምዕራፍ ሎሚ ረቡዕ ብስልኪ ከም ዝተዘራረቡ ኣብ ማሕበራዊ ገጻት ኣካፊሎም። ፕረዚደንት ትራምፕ ኣብቲ ማሕበራዊ ...
ኣመሪካ ኣብ መጀመርያ’ዚ ወርሒ ኣብ ልዕሊ ኣብ ሶማልያ ዝመደበሩ ዳዒሽ ዘካየደቶ ደብዳብ ነፈርቲ ንመራሒ’ቲ ግብረሽበራዊ ጉጅለ ኣሕመድ መላይኒን ምቕታላ ሰብ-መዚ ፑንትላንድ ሓቢሮም። ምስ ድምጺ ...
ሚ/ር ምክልኻል ኣመሪካ ፒት ሄግሰት ነቲ “ፕረዚደንት ትራምፕ ዘካይድዎ ዘለዉ ጻዕርታት ኣብ ምትዕርራይ ወታሃደራዊ መርገጺ፡ ከም ምንስሓብ ገይሮም ዝርእዩዎ ወገናት ግጉይ ርድኢት’ዩ፡” ክብሉ ገሊጾም። ...
ቀዳም 14 ለካቲት 2025 ንዝጅምር መበል 38 ስሩዕ ዋዕላ ሕብረት ኣፍሪቃ ሎሚ ረቡዕ ንፈጸምቲ ኣባላት እቲ ሕብረት መደረ ዘስምዐ ኮሚሽነር ሙሳ ፋኪ መሃማት፡ “ኣብ ሱዳንን ደሞክራሲያዊት ርፓብሊክ ...
ሰሉስ ንመራሒ ዮርዳኖስ ንጉስ ዓብደላ ካልኣይ ናብ ቤት ጽሕፈቱ ተቐቢሉ ዘዘራረበ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ፡ ኣመሪካ ንወሽጥመ ቓዛ ተቖጻጺራ ከተልምዕን ነበርታ ድማ ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ናይ ምግዓዝ ...
ብሕክምና ንዝተፈቕደሉ ማሪዋና ሒዙ ብምርካቡ ኣብ ሩስያ ካብ ነሓሰ 2021 ኣትሒዙ ተኣሲሩ ዝጸንሐ ኣመሪካዊ ዜጋ ማርክ ፎጀል ናጻ ተለቒቑ፡ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ድማ ትማሊ ሰሉስ ኣብ ቤት ...
ባህላዊ መሳርሒ ሕርሻ፣ ናውቲ ገዛን ናይ ህንጻ ኣቑሑት ካብ ሓፂነ መፂን ዘፍርዩ ሰብሞያ ኢደ ጥበብ ኣብ ዝነብርሉ ከባቢ ካብ ማሕበረሰብ ይግለሉ፣ ይስደዱ፣ ይወቅዑ ብተወሳኺ ድማ ከቢድ ቅትለት ...
ምምሕዳር ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ልዕሊ ካብ ቻይና ዝኣቱ ንብረት ናይ 10% ወሰኽ ግብሪ ድሕሪ ምንባሩ፡ ቻይና’ውን ኣብ ዝተወሰኑ እትዎት ንብረት ኣመሪካ ወሰኽ ኣዊጃ ኣላ። እንተዀነ ብቻይና ዝተነብረ ...
(UNAIDS) ፡ ድሕሪ ምቍራጽ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣመሪካ ከቢድ ክፍተት ከጋጣሞ ምዃኑ ናይቲ ትካል ጨንፈር ኢትዮጵያ ሓቢሩ። ኣብ ኢትዮጵያ ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣስታት 503-ሽሕ ዜጋታት ተጠቀምቲ መናውሒ ...
ድሕሪ ስምምዕ ክልተ ሃገራት፡ ንዶባት ኣመሪካን መክሲኮን ንምሕላው ዝተቐረቡ ሓለውቲ ዶብ ሰራዊት መክሲኮ ናብ ኤልፓሶ ቴክሳስ ተጸጊዖም ዓስኪሮም ኣለዉ። እዞም ብዓበይቲ መካይን ኣብቲ ቦታ ዝራገፉ ...
ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ናብ መዝነት ካብ ዝምለሱ ንኻልኣይ ጊዜ ሎሚ ሓሙስ ኣብ ዘካይዱዎ ርክብ ምስ መራሒ ወጻኢ ሃገር፡ ምስ ቀዳማይ ሚንስተር ጃፓን ሺገሩ ኢሺቢ ተራኺቦም ከም ዝዘራረቡ ኣገልግሎት ...