((WFP)፡ ኣቐድም ኣቢሉ ንኮሚሽን ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋ’ውን ነቲ ጉዳይ ብቐረባ ክከታተሎ ኣመልኪቱሉ ነይሩ’ዩ። እንተዀነ ናይቲ ከባቢ ኣተሓባብሪ ውድብ ህወሓት፡ “ብሰናይ ድሌቶም ዘዋጽኡዎ እምበር ...
ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ምስ መራሒ ሩስያ ቭላድሚር ፑቲን፡ ኣብ ዩክሬን ዘሎ ኲናት ንምዕራፍ ሎሚ ረቡዕ ብስልኪ ከም ዝተዘራረቡ ኣብ ማሕበራዊ ገጻት ኣካፊሎም። ፕረዚደንት ትራምፕ ኣብቲ ማሕበራዊ ...
ኣመሪካ ኣብ መጀመርያ’ዚ ወርሒ ኣብ ልዕሊ ኣብ ሶማልያ ዝመደበሩ ዳዒሽ ዘካየደቶ ደብዳብ ነፈርቲ ንመራሒ’ቲ ግብረሽበራዊ ጉጅለ ኣሕመድ መላይኒን ምቕታላ ሰብ-መዚ ፑንትላንድ ሓቢሮም። ምስ ድምጺ ...
ሚ/ር ምክልኻል ኣመሪካ ፒት ሄግሰት ነቲ “ፕረዚደንት ትራምፕ ዘካይድዎ ዘለዉ ጻዕርታት ኣብ ምትዕርራይ ወታሃደራዊ መርገጺ፡ ከም ምንስሓብ ገይሮም ዝርእዩዎ ወገናት ግጉይ ርድኢት’ዩ፡” ክብሉ ገሊጾም። ...
ቀዳም 14 ለካቲት 2025 ንዝጅምር መበል 38 ስሩዕ ዋዕላ ሕብረት ኣፍሪቃ ሎሚ ረቡዕ ንፈጸምቲ ኣባላት እቲ ሕብረት መደረ ዘስምዐ ኮሚሽነር ሙሳ ፋኪ መሃማት፡ “ኣብ ሱዳንን ደሞክራሲያዊት ርፓብሊክ ...
ሰሉስ ንመራሒ ዮርዳኖስ ንጉስ ዓብደላ ካልኣይ ናብ ቤት ጽሕፈቱ ተቐቢሉ ዘዘራረበ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ፡ ኣመሪካ ንወሽጥመ ቓዛ ተቖጻጺራ ከተልምዕን ነበርታ ድማ ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ናይ ምግዓዝ ...
ብሕክምና ንዝተፈቕደሉ ማሪዋና ሒዙ ብምርካቡ ኣብ ሩስያ ካብ ነሓሰ 2021 ኣትሒዙ ተኣሲሩ ዝጸንሐ ኣመሪካዊ ዜጋ ማርክ ፎጀል ናጻ ተለቒቑ፡ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ድማ ትማሊ ሰሉስ ኣብ ቤት ...
ሚንስትሪ ጥዕና ኡጋንዳ፡ ቁጽሪ ኣብታ ሃገር ብቫይረስ ኢቦላ ዝተለኽፉ ዜጋታት ትሽዓት ምብጽሑ ሎሚ ሰሉስ ኣፍሊጡ። ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳ ከም ዘስፈሮ፡ ብዝሒ ብኢቦላ ዝተለኽፉ ዜጋታት ሰለስተ ድሕሪ ...
The code has been copied to your clipboard. The URL has been copied to your clipboard ...
መራሕቲ ሩስያን ዩክሬንን ነቲ ኣስታት ሰለስተ ዓመታት ዝወሰደ ወራር ሩስያ ንምኽታምን ዝርርብን ንምክያድን መዓልታት ኣብ ዝተረፈሉ ሕጂ እዋን፡ ክልተኣን ሃገራት ንመደበር ጸዓት ሓድሕደን ኣጥቂዐን። እዚ ከምዚ ኢሉ እናሃለወ፡ ምኽትል ፕረዚደንት ኣመሪካ ጀይ.ዲ. ቫንስ ምስ መራሒ ዩክሬን ኣብ ሙኒክ ጀርመን ክራኸብ መደብ ...
ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ናይ ክልል ትግራይ፡ ሰኑይ ምሸት ኣብ ሓደ መዘናግዒ ስፍራ፡ ሓደ ሰብ ብደርበዮ ቦምባ 17 ሰባት ቀሊልን ከቢድን መጓዳእቲ በፂሑዎም። በቲ መጥቃዕቲ ዝሞተ ሰብ ከም ዘየለ ...
Rwanda-backed M23 rebels threatened on Tuesday to advance on Bukavu, the capital of South Kivu province. Heavy shelling was ...
当前正在显示可能无法访问的结果。
隐藏无法访问的结果