ፈነወ ቋንቋ ትግርኛ ድምጺ ኣመሪካ ዕለታዊ ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ን 30 ደቒቕ ካብ ዋሺንግተን ዲሲ ይመሓላለፍ። ፈነወ ትግርኛ ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ካብ ሰዓት 10 ክሳብ 10:30 ምሸት ወይድማ ...
ድምጺ ኣሜሪካ ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ሰንበት ይፍነው። ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ዓርቢ ብዕለታዊ ዜና ይጅምር፥ እዋናዊ ጉዳያትን ሰሙናዊ መደባት'ውን የጠቓልል ።ቀዳምን ...
ፈነወ ትግርኛ ብናይ`ዚ መዓልቲ ዓበይቲ ዜና ይጅምር ። ካብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝረኽቦም ቃለ-መጠይቓትን ሰሙናዊ መደባትን ድማ የስዕብ ። ሰሙናዊ መደባት ሰሉስ፡ ኤርትራውያን ኣብ ኣመሪካ/ ኣመሪካና ...
ኣብ ዝሓለፈ ሰንበት 6 ጥቅምቲ 2024 ኣብ ክልል ኣምሓራ፣ ወረዳ ዳባት ኣብ ዝርከብ መዓስከር ኣለምዋጭ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ሰለስተ ኤርትራውያን ስደተኛታት ብጥይትን ብኻራን ተሃሪሞም ከምዝቖሰሉ ነበርቲ ንድምጺ ...
ክልል ትግራይ ክቡራት ናይ ተፈጥሮ ማዕድናት ሃብታም ምዃና መፅናዕትታት ይሕብሩ። መንግስታዊ መሓውር ዝኾነ ቢሮ መሬትን ማዕድንን ክልል ትግራይ "ብምኽኒያት ፀሊም ዕዳጋ ማዕድናትን ትሑት ኣጠቓቕማ ክቡራት ...
ሓላፊት ፖሊሲ ጉዳያት ወፃኢ ሕብረት ኣውሮጳ ካጃ ካላስ ሉአላውነት ግሪንላንድ ክኽበር ኣለዎ ኢለን። ንሰን ነዚ ርእይቶ ዝሃባ ምሩጽ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ነታ ናይ ኣርክቲክ ደሴት ንምቁጽጻር ወተሃደራዊ ...
当前正在显示可能无法访问的结果。
隐藏无法访问的结果