搜索优化
English
搜索
Copilot
图片
视频
地图
资讯
购物
更多
航班
旅游
酒店
笔记本
Top stories
Sports
U.S.
Local
World
Science
Technology
Entertainment
Business
More
Politics
时间不限
过去 1 小时
过去 24 小时
过去 7 天
过去 30 天
按时间排序
按相关度排序
Voice of America
1 小时
ፕረ. ትራምፕ ንቓዛ ናይ ምቍጽጻር ዘለዎ ጸቕጢ የሕይል ...
ሰሉስ ንመራሒ ዮርዳኖስ ንጉስ ዓብደላ ካልኣይ ናብ ቤት ጽሕፈቱ ተቐቢሉ ዘዘራረበ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ፡ ኣመሪካ ንወሽጥመ ቓዛ ተቖጻጺራ ከተልምዕን ነበርታ ድማ ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ናይ ምግዓዝ ...
Voice of America
16 小时
ዩክሬንን ሩስያን ንመደብር ጸዓት ሓድሕደን የጥቅዓ
መራሕቲ ሩስያን ዩክሬንን ነቲ ኣስታት ሰለስተ ዓመታት ዝወሰደ ወራር ሩስያ ንምኽታምን ዝርርብን ንምክያድን መዓልታት ኣብ ዝተረፈሉ ሕጂ እዋን፡ ክልተኣን ሃገራት ንመደበር ጸዓት ሓድሕደን ኣጥቂዐን። እዚ ከምዚ ኢሉ እናሃለወ፡ ምኽትል ፕረዚደንት ኣመሪካ ጀይ.ዲ. ቫንስ ምስ መራሒ ዩክሬን ኣብ ሙኒክ ጀርመን ክራኸብ መደብ ...
Voice of America
17 小时
ኡጋንዳ -- ብዝሒ መልከፍቲ ቫይረስ ኢቦላ ናብ 9 ደዪቡ
ሚንስትሪ ጥዕና ኡጋንዳ፡ ቁጽሪ ኣብታ ሃገር ብቫይረስ ኢቦላ ዝተለኽፉ ዜጋታት ትሽዓት ምብጽሑ ሎሚ ሰሉስ ኣፍሊጡ። ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳ ከም ዘስፈሮ፡ ብዝሒ ብኢቦላ ዝተለኽፉ ዜጋታት ሰለስተ ድሕሪ ...
Voice of America
18 小时
VOA60 World - Israel: Demonstrators demand release of all hostages held in Gaza
Demonstrators protested on Tuesday in front of the office of Israeli Prime Minister Benjamin Netanyahu in Jerusalem to demand the release of all hostages held in Gaza, as his security Cabinet met amid ...
Voice of America
18 小时
VOA60 Africa - Heavy shelling reported in eastern DR Congo
Rwanda-backed M23 rebels threatened on Tuesday to advance on Bukavu, the capital of South Kivu province. Heavy shelling was ...
Voice of America
18 小时
VOA60 America - Trump imposes 25% tariffs on steel, aluminum imports
U.S. President Donald Trump on Monday raised tariffs on steel and aluminum imports from 10% to 25%. Trump’s executive orders ...
Voice of America
20 小时
ፕረ. ትራምፕ ምስ ንጉስ ዓብደላ ናይ ዮርዳኖስ ተራኺቦም ...
ጎረባብቲ ሃገራት ማእከላይ ምብራቕ፡ ፍልስጤማውያን ንምዕቋብ ኣብ ዝግበር መስርሕ ንምስታፍ፡ ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ ሎሚ ሰሉስ ናብ ቤት መንግስቲ ዋይት ሃውስ ንመራሒ ዮርዳኖስ ንጉስ ...
Voice of America
20 小时
ኣብ ኣፍጋኒስታን ብዘጋጠመ ርእሰ ቕትለታዊ መጥቃዕቲ 5 ...
ኣብ ኣፍጋኒስታን ከተማ ኩንዱዙ ሎሚ ሰሉስ 11 የካቲት 2025 መሃያ ንምውሳድ ኣብ ኣፍደገ ጨንፈር ባንኪ ካቡል መስርዕ ሒዞም ይፅበዩ ኣብ ዝነበሩ ሰባት ብዘጋጠመ ርእሰ-ቕትለታዊ መጥቃዕቲ ነታጕ ሓሙሽተ ሰባት ምሟቶምን ካልኦት ብዙሓት ድማ ምቁሳሎም ሰበ-ስልጣን ጣሊባን ሓቢሮም። ወሃቢ ቃል ፖሊስ እቲ ኸባቢ ጁማዲን ...
Voice of America
21 小时
ሽረ እንዳስላሴ -- ኣብ መዘናግዒ ስፍራ ብዝተደርበየ ...
ሽረ - ...
Voice of America
23 小时
ሽረ እንዳስላሴ -- ኣብ መዘናግዒ ስፍራ ብዝተርበየ ቦምባ ...
ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ናይ ክልል ትግራይ፡ ሰኑይ ምሸት ኣብ ሓደ መዘናግዒ ስፍራ፡ ሓደ ሰብ ብደርበዮ ቦምባ 17 ሰባት ቀሊልን ከቢድን መጓዳእቲ በፂሑዎም። በቲ መጥቃዕቲ ዝሞተ ሰብ ከም ዘየለ ...
Voice of America
1 天
ጀይ.ዲ. ቫንስ ኣብ ኣርተፊሻላዊ ብልሒ ልዑል ቍጽጻር ...
ፓሪስ ኣብ ዝቃናዕ ዘሎ ዋዕላ ኣርተፊሻላዊ ብልሒ ሎሚ ሰሉስ መደረ ዘምስዐ ምኽትል ፕረዚደንት ኣመሪካ ጀይዲ ቫንስ፡ ደምበ ኤውሮጳዊ ሕብረት ኣብ ልዕሊ ኣርተፊሻላዊ ብልሒ ዝግበሮ ክቱር ቍጽጽር ናብ ...
Voice of America
1 天
ዋዕላ ኣርተፊሻላዊ ብልሒ ፓሪስ
ንዓበይቲ ኩባንያታት ከም ጉግል፡ ማይክሮሶፍትን ኦፐን ኤይን ዝኣመሰላ ኩባንያታት ቴክኖሎጂ ዝሓቘፈ ዋዕላ ኣርቲፊሻላዊ ብልሒ ኣብ ፓሪስ ሎሚ ሰኑይ ጀሚሩ ኣሎ። ዕላማ እዚ ወከልቲ ብዙሓት ሃገራት ዝተረኽቡሉ ዋዕላ፡ ንኣርተፊሻላዊ ብልሒ ኣብ ጽላታት ጥዕና፡ ትምህርቲ፡ ባህሊን ኣከባቢ ብዝሓሸ ኣድማዕነት ከም ዝውዕሉ ...
一些您可能无法访问的结果已被隐去。
显示无法访问的结果
反馈