ቀዳም 14 ለካቲት 2025 ንዝጅምር መበል 38 ስሩዕ ዋዕላ ሕብረት ኣፍሪቃ ሎሚ ረቡዕ ንፈጸምቲ ኣባላት እቲ ሕብረት መደረ ዘስምዐ ኮሚሽነር ሙሳ ፋኪ መሃማት፡ “ኣብ ሱዳንን ደሞክራሲያዊት ርፓብሊክ ...
ብሕክምና ንዝተፈቕደሉ ማሪዋና ሒዙ ብምርካቡ ኣብ ሩስያ ካብ ነሓሰ 2021 ኣትሒዙ ተኣሲሩ ዝጸንሐ ኣመሪካዊ ዜጋ ማርክ ፎጀል ናጻ ተለቒቑ፡ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ድማ ትማሊ ሰሉስ ኣብ ቤት ...
ሰሉስ ንመራሒ ዮርዳኖስ ንጉስ ዓብደላ ካልኣይ ናብ ቤት ጽሕፈቱ ተቐቢሉ ዘዘራረበ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ፡ ኣመሪካ ንወሽጥመ ቓዛ ተቖጻጺራ ከተልምዕን ነበርታ ድማ ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ናይ ምግዓዝ ...
Rwanda-backed M23 rebels threatened on Tuesday to advance on Bukavu, the capital of South Kivu province. Heavy shelling was ...
ሚንስትሪ ጥዕና ኡጋንዳ፡ ቁጽሪ ኣብታ ሃገር ብቫይረስ ኢቦላ ዝተለኽፉ ዜጋታት ትሽዓት ምብጽሑ ሎሚ ሰሉስ ኣፍሊጡ። ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳ ከም ዘስፈሮ፡ ብዝሒ ብኢቦላ ዝተለኽፉ ዜጋታት ሰለስተ ድሕሪ ...
U.S. President Donald Trump on Monday raised tariffs on steel and aluminum imports from 10% to 25%. Trump’s executive orders ...
ጎረባብቲ ሃገራት ማእከላይ ምብራቕ፡ ፍልስጤማውያን ንምዕቋብ ኣብ ዝግበር መስርሕ ንምስታፍ፡ ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ ሎሚ ሰሉስ ናብ ቤት መንግስቲ ዋይት ሃውስ ንመራሒ ዮርዳኖስ ንጉስ ...
Demonstrators protested on Tuesday in front of the office of Israeli Prime Minister Benjamin Netanyahu in Jerusalem to demand the release of all hostages held in Gaza, as his security Cabinet met amid ...
ኣብ ኣፍጋኒስታን ከተማ ኩንዱዙ ሎሚ ሰሉስ 11 የካቲት 2025 መሃያ ንምውሳድ ኣብ ኣፍደገ ጨንፈር ባንኪ ካቡል መስርዕ ሒዞም ይፅበዩ ኣብ ዝነበሩ ሰባት ብዘጋጠመ ርእሰ-ቕትለታዊ መጥቃዕቲ ነታጕ ሓሙሽተ ሰባት ምሟቶምን ካልኦት ብዙሓት ድማ ምቁሳሎም ሰበ-ስልጣን ጣሊባን ሓቢሮም። ወሃቢ ቃል ፖሊስ እቲ ኸባቢ ጁማዲን ...
መራሕቲ ሩስያን ዩክሬንን ነቲ ኣስታት ሰለስተ ዓመታት ዝወሰደ ወራር ሩስያ ንምኽታምን ዝርርብን ንምክያድን መዓልታት ኣብ ዝተረፈሉ ሕጂ እዋን፡ ክልተኣን ሃገራት ንመደበር ጸዓት ሓድሕደን ኣጥቂዐን። እዚ ከምዚ ኢሉ እናሃለወ፡ ምኽትል ፕረዚደንት ኣመሪካ ጀይ.ዲ. ቫንስ ምስ መራሒ ዩክሬን ኣብ ሙኒክ ጀርመን ክራኸብ መደብ ...
一些您可能无法访问的结果已被隐去。
显示无法访问的结果